78 ግዜ መርመራ ኮሮናቫይረስ ጌሩ ተለኺፉ ዝተረኽበ ቱርካዊ

መግለጺ ቪድዮ, 78 ግዜ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኸፈ ቱርካዊ

ቱርካዊ ሙዛፈር ካይሰን ሕማም መንሽሮ ስለዘዎ ሓካይም ብኮሮናቫይረስ ከምዝተለኸፈ ምስነገርዎ 'ኦሮማይ ህይወተይ ኣብዚ ኣብቂዓ' ኢሉ ተስፋ ክሳብ ምቑራጽ በጺሑ ከምዝነበረ ይዝክር። እንተኾነ ግን 78 ግዜ ተመርሚሩ'ኳ ካብቲ ቫይረስ ነጻ ምዃኑ ክረጋገጽ እንተዘይተኽኣለ ክሳብ ሕጂ ብህይወት ኣሎ።