ነበርቲ ተነጸልቲ ክልላት ዩክረይን ንምንታይ'ዮም ሓጎሶም ገሊጾም?

መግለጺ ቪድዮ, ስለምንታይ ነበርቲ ተነጸልቲ ክልላት ዩክረይን ዓሊሎም?

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ ተነጸልቲ ክልላት ዩክረይን፡ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን መግለጺ ምስሃበ ኣብ ኣደባባይ ወጺኦም ታሕጓሶም ገሊጾም። ፑቲን ነተን ክልላት ከም ሉኣላውያን ሃገራት ኣፍልጦ ሂቡ።