ናብ ናይ ባቡር ገለርያ ጸዲፉ ዝድሓነ ተጓዓዛይ

መግለጺ ቪድዮ, ናብ ናይ ባቡር ገለርያ ጸዲፉ ዝድሓነ ተጓዓዛይ

ኣብ ኒውዮርክ ሓደ ተጉዓዛይ ናብ ናይ ባቡር ገለርያ ጸዲፉ ብናይ ፖሊስን ካልኦት ባቡር ዝጽበዩ ዝነበሩ ተጉዓዝቲ ከምዝድሓነ ተገሊጹ።