ዕሱባት ወተሃደራት ሩስያ ኣብ ሊብያ እንታይ’ዮም ገይሮም?

መግለጺ ቪድዮ, ዕሱባት ወተሃደራት ሩስያ ኣብ ሊብያ እንታይ’ዮም ገይሮም?

ኣብ ሩስያ ዝመደበሩ ዋንገር ዝተብሃለ ትካል ወተሃደራት ዓሲቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ውግኣት ከምዝሳተፍ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብ ሊብያ’ውን ይሳተፍ ከምዘሎ ገዳይም ወተሃደራት እቲ ትካል ኣቃሊዖም።