ብሓያል ብህቦብላ ዝተዋሕጠት ከተማ

መግለጺ ቪድዮ, ብህቦብላ ዝተውሓጠት ከተማ

ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ቻይና እትርከብ ከተማ ዱንሃንግ ብናይ ሓሸዋ ህቦብላ ዝተውሓጠት ኮይና ከም ሳዕቤኑ ድማ ኣውራ መራኸቢ ጽርግያታት እታ ከተማ ተዓጽዮም።