ብሑጻ ጥራይ ዝተሰርሐ ዝነውሐ ህንጻ ዓለም

መግለጺ ቪድዮ, ብሑጻ ጥራይ ዝተሰርሐ ዝነውሐ ህንጻ ዓለም

እዚ ልዕሊ 23 ሜትሮ ንውሒ ከምዘለዎ ዝተዘርበሉ ናይ ዓለምና ብሑጻ ጥራይ ካብ ዝሰትርሑ ህንጻታት እቲ ዝነውሐ እዩ። ኣብ ዴንማርክ ድማ ይርከብ።