ንብዙሓት እተተባብዕ: ኣእዳው ዘይብላ ተጠቃሚት ቲክቶክ

መግለጺ ቪድዮ, ኣእዳው ዘይብላ ተጠቃሚት ቲክቶክ በቲ ትልጥፎም ቪድዮታት ንብዙሓት ተተባብዕ

ብሓደጋ ክልተ ኣእዳዋ ዝሰኣነት መጋ ጊሚር ኣብ ቲክቶክ ትዝርግሖ ቪድዮታት ሳዕስዒትን ዕለታዊ ንጥፈታትን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት ይከታተልዎ። እታ ጓል 23 ዓመት ኔፓላዊት ጓል 18 ዓመት እንከላ እዩ ሓደጋ ኤለክትሪክ ኣጓኒፍዋ። ነቲ ቪድዮታት ዝርእዩ ብዙሓት ሰባት ብምትብብዖም ሓበን ከም ዝስምዓ ትዛረብ።