ነፍሰጾር ኮይና ናብ ኣመሪካ ንምእታው ነዊሕ መገዲ ዝተጓዕዘት ሜክሲካዊት

መግለጺ ቪድዮ, ነፍሰጾር ኮይና ናብ ኣመሪካ ንምእታው ነዊሕ መገዲ ዝተጓዕዘት ሜክሲካዊት

ጆ ባይደን ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ ካብ ዝምረጽ ብድሓር ቁጽሪ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሜክሲኮ ናብ ኣመሪካ ዝስደዱ ስደተኛታት ይዛይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።