ጆ ባይደን፡ ተስፋ ዘይቖርጽ ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ

መግለጺ ቪድዮ, ጆ ባይደን፡ ተስፋ ዘይቖርጽ ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ

ጆ ባይደን ካብ 1972 ጀሚሩ ኣብ ፖለቲካ ኣመሪካ ብንቕሓት ክሳተፍ'ኳ እንተጸንሐ ፕረዚደንት ኣመሪካ ንምዃን ዝገበሮም ጻዕርታት እንከይሰመረሉ ጸኒሑ'ዩ። ኣብ መወዳእታ ግን ፕረዚደንት ኣመሪካ ክኸውን ኪኢሉ።