"ሳላ ዝተቓለስና ሓሳባትና ብናጽነት ንገልጽ ኣለና" ቱኒዝያዊ መንእሰይ

መግለጺ ቪድዮ, "ሳላ ዝተቓለስና ሓሳባትና ብናጽነት ንገልጽ ኣለና" ቱኒዝያዊ መንእሰይ

ኣብ ቱኒዝያ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ብዘተኻየደ ናይ ህዝቢ ናዕቢ መራሒ እታ ሃገር ዝነበረ ቤን ዓሊ ካብ መዝነቱ ክእለ ተገዲዱ ነይሩ። ከም ሳዕቤኑ ድማ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ዝነበሩ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ናብ ሃገሮም ኣትዮም። ገሊኦም'ውን ስልጣን ተዋሂብዎም'ዩ።