"ስራሕኻ ባዕሉ ክዛረብ ኣለዎ" ሰኣሊት ሄለን ገብሩ

መግለጺ ቪድዮ, "ስራሕኻ ባዕሉ ክዛረብ ኣለዎ" ሰኣሊት ሄለን ገብሩ

ሄለን ገብሩ ኣብ ኣስመራ ስራሕቲ ስእልን ቅብኣን ኣስታት ዓሰርተ ዓመታት ገይራ ኣላ። ስራሕኻ ባዕሉ ክዛረብ ኣለዎ ዝብል እምነት ኣለዋ።