ኻልድ ዓብዱ፡ "ስደተኛታት ዘሕልፍዎ ሽግር ትርጉም ሰብነት ዘጥፍእ'ዩ"

መግለጺ ቪድዮ, ዕቑባ ዝሕተተሎም ቀንዲ ምኽንያታት እንታይ'ዮም?

ብዙሓት ስደተኛታት ካብ ኣፍሪቃ ተበጊሶም ብዘይሕጋዊ መገዲ ባሕሪ ተሳጊሮም ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉ እንከለዉ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ልቦና ሃስያታት ከምዘጋጥሞም ጋዜጠኛ ኣልኮምፒስ ቋንቋ ትግርኛ ኻልድ ዓብዱ ኣብሪሁ።