ጽማቝ በለስ ናብ ጣልያን ሰደድ እትገብር ወናኒት ምህዞ

መግለጺ ቪድዮ, ጽሟቕ በለስ ናብ ጣልያን ሰደድ እትገብር ወናኒት ምህዞ

ወ/ሮ ጸጋ ገብረኺዳን ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ሓሙሽተ ርእሳ ኮይና ብዘጣየሰቶ ሕብረት ሽርክና ማሕበር ኣቢላ ጽሟቕ በለስ ናብ ዓዲ ጥልያን ካብ ምልኣኻ ብተወሳኺ ካብ ቅራፍ በለስ ጥብሲ፣ ቀይሕ ጸብሒ፣ ድሎትን ካልኦት ዓይነት መግብታት ትሰርሕ።