ሃብቱ ምስ ሰበይቱ ተማቒሉ'ውን እንተኾነ፡ ናይ ዓለም ሃብታም ዝኾነ ጀፍ ቤዞስ
ዓለም ኣብቶም ዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት፡ ብዙሕ ሓደሽቲ ዘይተገመቱ ፍጻመታት ኣተኣናጊዳ እያ። ወናኒ ትካል ኣማዞን ጀፍ ቤዞስ ካብ ኣሜሪካዊ ቢልጌትስ ናይ ዓለም ሃብታምነት ደረጃ ተረኪቡ። ብዙሓት መራሕቲ ሃገራት ኣዕራብ ድማ ካብ ስልጣኖም ዝተዓለዉሉ ክስተት ነይሩ።