ኬንያ፡ ናይ ምጽናት ሓደጋ ዘንጸላለዎ ህዝቢ ዓሌት ኤል ሞሎ

መግለጺ ቪድዮ, ናይ ምጽናት ሓደጋ ዘንጸላለዎ ህዝቢ ኤል ሞሎ

ኣብ ኬንያ ደሴት ኮሞቴ ዝነብር ህዝቢ ኤል ሞሎ፡ ናይ ምጥፋእ ሓደጋ ኣንጸላሊይዎ ከምዘሎ ተወለድቲ እቲ ዓሌት ገሊጾም።

ምስ ደቆም ብቋንቁኦም ከየውግዑ ብኻልኦት ኣባለት ብሄረሰብ ምፍርራሕ ስለዘጋጥሞም ሃለዋት ቋንቁኦም ንባዕሉ ተመናሚኑ ከምዝርከብ ሓቢሮም።

ብጋዜጠኛ ያደታ ብርሃኑ