ጥዕናዊ ጸገማታ ፍሽኽ ካብ ምባል ዘይኣገዳ መንአሰይ

መግለጺ ቪድዮ, ጥዕናዊ ጸገማታ ፍሽኽ ካብ ምባል ዘይኣገዳ መንአሰይ

ኒሻ ሎቦ ትበሃል፡ ናይ ቆርበት ጸገም ኣለዋ። እንተኾነ ግን ኩሉሻብ ሕጉስቲ እያ።