"ጓል ኣነስተይቲ ካብ ፍርሒ ንኽትገላገል 10 ዓመት ይወስደላ"

መግለጺ ቪድዮ, "ጓል ኣነስተይቲ ካብ ፍርሒ ንኽትገላገል 10 ዓመት ይወስደላ"

ኣብ ዝማዕበላ ሃገራት ካብ 4 ደቂ ኣንስትዮ እታ ሓንቲ ጾታዊ መጥቃዕቲ ከም ዝበጽሓ መጽናዕትታት ከም ዘረድኡ ኪኢላ ስነ ልቦና ወ/ሮ ዘሃራ ለገሰ ገሊጻ። ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ካብ 2 እታ ሓንቲ ጾታዊ መጥቃዕቲ ይበጽሓ።