ባህላዊ ዕደና ሳፋየር ትግራይ

መግለጺ ቪድዮ, ባህላዊ ዕደና ሳፋየር ትግራይ

ኣብ ምዕራብ፣ ሰሜን ምዕራብን ማእከላይን ትግራይ ክቡር መዓድን ሳፋየር ከምዘሎ ኤጀንሲ ኢነርጅን መዓድንን ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ባህላዊ ዕደና ሳፋየር፤ ኣስታት 5 ሽሕ ሰባት ተዋፊሮም ከምዘለዉ ድማ ይግለጽ።