"ሰብ ምዃነይ ኣጽሊኡኒ ነይሩ" ግዳይ ሕማም ፌስቱላ
ወ/ሮ በለጥሽያቸው አያሌው ሓዳር ምስገበረት ድሕሪ 5 ዓመታት ግዳይ ሕማም ፌስቱላ ኮይና። ብድሕሪኡ ናብ ማእኸል ፌስቱላ ሃምሊን ኣትያ ኣእምሮኣውን ኣከላውን ሕክምና ተገይሩላ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዝሓሸ ደረጃ ስነልቦና ትርከብ።