"ሕልበት ስራሕ ወሓላሉ'ዩ"

መግለጺ ቪድዮ, "ሕልበት ስራሕ ወሓላሉ'ዩ"

ሕልበት ኣብ ግዜ ጾም ኣዝዮም ፍቱዋት ካብ ዝኾኑ ጸብሕታት ሓደ እዩ። ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ኣኽሱም ድማ ኣዝዩ ልሙድ እዩ።