ብሰንኪ ጓሓፍ ፍርያቶም ዝነከየ ገፈፍቲ ዓሳ

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ጓሓፍ ፍርያቶም ዝነከየ ገፈፍቲ ዓሳ

ወደብ ሃርኮርት ሓምላይ ከተማ ናይጀርያ ተባሂላ እትጽዋዕ ነይራ። ሎሚ ግን ብገሊኦም ረሳሕ ከተማ ተባሂላ ክትጽዋዕ ጀሚራ ኣላ። ሩባ ኒጀር 90 ሚኢታዊት ፕላስቲክ ተሸኪሞም ናብ ውቅያኖስ ካብ ዝውሕዙ 10 ሩባታት ዓለም ሓደ እዩ።