ኢትዯጵያ ትግራይ፡ ክራር ተጻዊቱ ግን ሸሞንተ ቆልዑት ዘዕቢ ኣካል ጉዱእ

መግለጺ ቪድዮ, ''ምስ መሓዙተይ ኣብ ኵናት ብዘይምውዳቐይ ይሓዝን''

ገብረዋህድ ወላይ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ እዩ ዝነብር። ኣብ ክልትኤን ኣእጋሩ ኣካላዊ መጉዳእቲ ስለዘጋጠሞ ግን ናይ ጉልበት ስራሕ ክሰርሕ ኣይኽእልን። ፎቖዶ እንዳ ስዋ ክራር ተጻዊቱ ግን ሸሞንተ ቆልዑት ኣዕብዩ።