ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ዴምህት ቃልሱ ብሰለማዊ መንገዲ ከምዝቕጽል ኣፍሊጡ

መግለጺ ቪድዮ, "እቲ ዝመፀ ለውጢ ናትና ግደ ኣለዎ" ኣቦመንበር ዴምህት

ኣቦመንበር ዲሞክራስያዊ ምነቅስቓስ ትግራይ- ዴምህት- ኣይተ መኮነን ተስፋይ ብዛዕባ ውድቡ ከካይዶ ዝፀንሐ ቃልስን፡ ንቕድሚት ብኸመይ ክቕፅልዎ ከምዝሓሰቡን ንቢቢሲ ይዛረብ።