ሳንዱቕ-ሳይንስ ዝመሃዘ ወዲ 25 ዓመት ጋናዊ ቻርለስ ኦፎሪ

መግለጺ ቪድዮ, ሳንዱቕ ሳይንስ ዝመሃዘ ወዲ 25 ዝዕድሚኡ ቻርለስ ኦፎሪ

ወዲ 25 ዓመት ቻርለስ ኦፎሪ ኣንቲምፐም፡ መሃዚ ናይታ ክንዲ ሓንቲ መጽሓፍ ዝምዕባያን ክንዲ መጽሓፍ ዝዋግኣን ሳንዱቕ ሳይንስ ኮይኑ፤ ኣብ ኵሎም ቈላዑ ኣፍሪቃ ከባጽሓ ተስፋ ኣሎዎ።