ልበ ወለድ መፅሓፍ ብግእዝ ዝሰነደ ምሁር

መግለጺ ቪድዮ, ፈላማይ ልበ ወለድ መፅሓፍ ብግእዝ ዝሰነደ

ፈላማይ ልበ ወለድ መፅሓፍ ግእዝ ዝሰነደ ኢትዮጵያዊ ምሁር ነጋሲ ጊደይ፡ ግእዝ ኣብ ድርኩኺት ሞት ዝርከብ ቋንቋ እዩ ዝብል ኣይኣምነሉን። እዚ ጥንታዊ ቋንቋ ናብ ንቡሩ ክምልስ ይህቅን ኣሎ።