ከውሊ ወርሒ መዓዝ'ዩ ዘጋጥም?

መግለጺ ቪድዮ, ከውሊ ወርሒ መዓዝ'ዩ ዘጋጥም?

ኣብ መበል 21 ክፍለዘበን እታ ምልእቲን ነዋሕን እትበሃል ግርደተ ወርሒ ሎም መዓልቲ ክትረአ እያ።እቲ ግርደተ ወርሒ ሎም ምሸት ካብ ሰዓት 11፡30

ጀሚሩ ን 1 ሰዓትን 43 ደቓይቕ ክጸንሕ'ዩ።