ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ምስ ቢቢሲ ዝገበሮ ቃለ መሕትት

መግለጺ ቪድዮ, ''ኣብ ኤርትራ ብፍሉይ ህግሰት ሰብኣዊ መሰል የለን''

ጋዜጠኛ ቢቢሲ ኢማኑኤል እጉንዛ ናብ ኣስመራ ከይዱ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ምስ ሚኒሰተር ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣድሂቡ ወግዒ ገዑእሩ ኣሎ።