ኣሜሪካ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ዘይትምቹ ሃገር

መግለጺ ቪድዮ, ኣሜሪካ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ዘይትምችእ ሃገር

ህንዲ ኣብ ዓለም እታ ንደቂ ኣንስትዮ ዘይትምችእ ሃገር ከምዝኾነት መጽናዕቲ ፋውንዴሽን ሮይተርስ ቶምሰን የረድእ። እቲ ንብዙሓት ዘስደመመ ነገር ግን ኣሜሪካ ካብ ህንዲ ቀጺላ ንደቂ ኣንስትዮ ዘይትጥዕም ሃገር ምዃና እዩ።