ደጊመ እንተዝፍጠር ጸላም ክኸውን ምተመነኹ

መግለጺ ቪድዮ, ደጊመ እንተዝፍጠር ጸላም ክኸውን ምተነኹ

ሕብሪ ቆርበታ ኣዝዩ ውጹእ ካብ ምዃኑ ዝተልዓለ ፍሉይ ጽባቐ ፈጢሩላ እዩ። ሞዴል ስነ ጽባቐ ኮይና ድማ ትካላት ዓለባ ተላሊ።