መስደመምቲ ምስልታት ካብ ማርስ

መግለጺ ቪድዮ, መስደመምቲ ምስልታት ካብ ማርስ

መንኮርኮር ናሳ ካብ 2012 አቆፃፅራ ኣውሮጳውያን ጀሚሩ፡ ንማርስ እናዳህሰሰ ፀኒሑ እዩ። ሕዚ ድማ ሓደሽቲ ምስልታት እታ ፕላኔት ልኢኹ ኣሎ።