ኣብ 2018 ካብ ሳይንስ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ምርምራት

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ 2018 ካብ ሳይንስ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ምርምራት

ተመራመርቲ ኣብ ኣንታርክቲካ ሓድሽ ኩምራ በረድ ምርምር ከካይዱ እዮም። እቶም ኣብ 2018 ካብ ሳይንስ ዓለም ርእሰ ዜናታት ክኾኑ ዝኽእሉ ዓበይቲ ዛዕባታት እነሆ።