እዚ ኣብ ዓለምና ኣብ ንጡፍ ምንቅስቓስ ካብ ዘለዉ ነበልባል ባርዕ እሳተ ጎመራ ሓደ እዩ።

መግለጺ ቪድዮ, ምድሪ ብባርዕ እሳተ ጎመራ ትሕቆን - ትሰራሰር ሰኣላይ ከኣ ስርሑ ይሰርሕ ይቐርጽ ይስንድ

ፎቶግራፈር ኡላህ ኣብ ዓለምና ኣብ ንጡፍ ምንቅስቓስ ንዘለዉ ነበልባል ባርዕ እሳተ ጎመራ ሰኒዱ። በቲ ፍጻሜ ከኣ ብዙሕ ተደኒቑን ተገሪሙን። ብሰነዱ ከኣ ንተዓዘብቲ እውን ኣስተንኪሩ።