ትርምፕ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ኣጠንቂቖም

መግለጺ ቪድዮ, ትርምፕ ንሰሜን ኮርያ ኣጠንቂቖም

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ናብ ደቡብ ኮርያ ዝኸዱ፡ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ብቐጥታ መልእኽቲ ከሕልፉ ደልዮም ከምዝኾኑ ገሊፆም።