"ኣለሻ ተፈትወኒ ሃገር"

መግለጺ ቪድዮ, ኣለሻ ተፈትወኒ ሃገር

ማሃ ማሞ፡ ሃገር ኣልቦ እያ ። ኣዴኣ ሙስሊም ኣቦኣ ድማ ክርስትያን ብምዃኖም፡ መርዕኦም ኣብ ሶርያ ተቐባልነት የብሉን። በዚ ድማ ማሃም ዜግነት ኣይተውሃባን።