ሱቕታ ይሰበር

መግለጺ ቪድዮ, ፆታዊ ጥቕዓት

ኣብዝሓ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጎደናታት ፆታዊ ትንኮያ ይበፅሐን። ብርክት ዝበሉ ፆታዊ ጥቕዓታት ድማ፡ ዘይተፀብፀቡ ኣለዉ። ግና ፆታዊ ጥቕዓት እንታይ ማለት እዩ?