ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ ብፍላይ ኣብ ጽባሕ ምርጫ አዒንቲ ብዙሓት እዩ ዝዓስሎም። ነቲ ዓይኒ ብዙሓት ዝዓልቦ ክዳን ዳያኑ ኢትዮጵያዊት ዲዛይነር ኮኸብ ዘመድ እያ ሰሪሓቶ።