መስቀል ጮምዓ መቐለ ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ተባሪኹ ተመሪቑ

መግለጺ ቪድዮ, ምርቃት መስቀል ጮምዓ

ብንውሓቱ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ካበ ዓለም ድማ ሻምናይ ምዃኑ ዝተነገረሉ 52 ሜትሮ ዝቑመቱ መስቀል ጮምዓ መቐለ፥ ትማሊ ሰንበት ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብዕሊ ተመሪቑ።

ስራሕቲ ህንፃ እቲ መስቀል ብሓፈሻ ኣስታት 4 ሚልዮን ብር ሓቲቱ።