ሙሉእ ክዳን ኣብ ውሽጢ ደቓይቕ ዘዳሉ ኣፍሪካዊ በዓል-ሞያ ቅዲ

መግለጺ ቪድዮ, ኡጋንዳዊ ሰፋዪ፡ ሙሉእ ክዳን ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ደቒቓ የዳሉ።

ኡጋንዳዊ በዓል-ሞያ ቅዲ ክዳን ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ እናሰርሐ'ዩ እዚ ሓሳብ'ዚ መጺኡሉ። ካብ ሽዑ ጀሚሩ ድማ ሽልማታት ክረክብ ኪኢሉ።

ነቲ ስራሕ ከመይ ይፍፅሞ?

ቪድዮ ጋዜጠኛታት፡ ፓሽየንስ ኣቱሄረ ምስ ቲና ስሚሌ